ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሓኒት : ኣቅሑት ናዉቲ ሕክምና :ናይ ጎማን ባትሪን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂ ናይ ኮምፐተርን ኮምፒትር ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዕድጊታት ፅገናን ብግልፂ ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከፀግንን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 4, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ናዕዴር ብናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ኢንደሰተሪያል ማተሪያል ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 26, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈት አጣቃቅማ ምሕዳረ መሬት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ዕደጊት ን2017 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ግላጋሎት ቀረብ ማይ መቐለ ኣብ 2017 ዓም በጅት ዓመት ንበረት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ሕክምና ናዉንትን መድሓንትን፣ ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢን ፀረ-ባልዕን ብግልፂ ጨረታ ፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፀረ ባልዕን ነፍሳትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ባልትናን ባኒ ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1ዐዐ,ዐዐዐ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል እንቋቁሖን ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣስቤዛ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1ዐዐ,ዐዐዐ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ፅሬት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1ዐዐ,ዐዐዐ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፋፂን ዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ዘፈራትን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕክ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዛላ አንበሳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት 6000 ቅርሺ ንናይ ቢሮ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 10000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/