ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ን 2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ግልጋሎት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን ምግብ ዉሕስናን ንአገልግሎት እቶም ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ንዘፈር ቁጠባ ዓብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጠቀማሎም ኣብቲ ዝተዘረዘሩ ናይ እንስሳ መድሓኒት ኣፋዉሱን መሳርሒኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2017 2:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኤሌክትሪክ ማተሪያልስ ኮፐር ዋየርስ : ፓወር ኬብል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብ ብረት + ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ ውዕሊ ብምእሳር : ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ፒፒሲ ሲሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2017 4:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ከለች ዲስክን ጎማን ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማሕበት ከምኒ ኣንጭዋን ካልኦት እንስሳት ዝጠፍእሉ ግልጋሎት ምሃብ በቲ ዝቀረበ መሰረት ካብ ዝምለከቶ ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፀረ ባልዕን ነፍሳትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/