ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ንናይ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብያት ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀመሉ ዝተፈላለየ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ DRIP2 በጀት ድጋፍ መሰረት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሰደር ፍሉይ ቦታ ዕርዲ ማትዩስ ዝርከብ መፃሪይ መስተ ማይ ንህዝቢ ሸራሮን ከባቢኣን ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረበን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ኤሌክትሮመካኒካል ዕደጋ ንምፍፃም ብርኪ ሽድሽተን ልዕሊኡን ኮንተራክተራት ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐሰፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ዝርከቡ ንቤት ፅሕፈታትን ካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2017 11:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ወይድማ ናይ ኣይቲ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፅሬት ኣቅሑት ብር 2000 : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ድማ ብር 7000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ ህል ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ Core i5 Desktop computer, A4 Size Black and White Printer, Projector ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ምድብ መጋባያ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ዝርከብ ስፍሓቱ 148.6 ሜትር ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ጨረታ ዋጋ ብር 8,937,782.17 (ሸሞንተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሰላሳን ሸውዓተን ሽሕን ሸውዓተ ሚኢትን ሰማንያን ክልተን ብር ምስ 17/100) ወሲኑ ኣሎ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛን ኩትቱን ዝተረከበ በጀት አብ 2017 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ህክምንናን እንስሳን መድሓኒትን : ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : ፍርናሽ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ዉቲ ህክምንናን እንስሳን መድሓኒትን 5000 ብር : ፅሕፈት መሳርሒን 3000 ብር : ፅሬት መሳርሒ 3000 ብር : ንኤሌክትሮኒክስ 50000 ብር : ፍርናሽ 3000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒና ( Aqua tab ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ቢሮና ኣርሚ 22 ሰራዊትና ኣብ ዝነብረሎም መንበሪታት ዝርከቡ ናይ መብራህቲ ኤለትሪክ መፀጋገኒ ዝውዕሉ ኤለትሪክ ኣቕሑት አጫሪትና ክንዕድግ ስለ ዝደልና ኣ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2017 3:20 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ መደበኛ በጀት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ መሳርሕን ዕድጊት ኣቆሑት ብምልጣፍ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/