ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን2017 ዓም ንሴክተራት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚን ሃላቅን ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ናይ ስዊድን ስራሕቲ ዝኮነት ስካኒያ ማለት እዉን ማርኮፖሎ ሞዴል F94H.B ዝኮነተ ሰርቪስ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ስፔር ፓርት ቀለማት መኪና ካልኦት መስርሒ ሕድሳት ፅገናን ዝተኣሳሰሩ ኣቅሑት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ንናይ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሲኖትራክ ዓባይ መከና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብዪ ዓዲ ኣብ 2017 ዓ/ም ንኮድ 4-00890 ትግ ስካንያ MARCOPOLO MODEL F94HB ዝኾነት ኣዉቶብስ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቑሑትን/SPARE PARIS/ ካልኦትን ኣቑሑት ካብ መደበኛ በጀት ብዝተመደበሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ዝተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ዝተፈላላዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ኣሌክተሮኒክስ : ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቀሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ሎት ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 : ንኣቅሑት ንኤሌክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬትን ብነፃ : ፈርኒቸርን ብነፃ : ንኣቅሑት ሞተር ሳይክል 4000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእከልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2017 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2017 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/