ደስ ጀነራል ትሬዲንግ ኃ/የተ/የግል ማህበር ናይ ፒፒ ራፍያ ተረፍ ምህርቲ (እስክራብ) ብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ናይ ስዊድን ስራሕቲ ዝኮነት ስካኒያ ማለት እዉን ማርኮፖሎ ሞዴል F94H.B ዝኮነተ ሰርቪስ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ስፔር ፓርት ቀለማት መኪና ካልኦት መስርሒ ሕድሳት ፅገናን ዝተኣሳሰሩ ኣቅሑት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወራዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ጀነሬተር ፊለትሪን ናፍጣ ፊልትሮ ዘይትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓዉዜን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ከተምኡ ማዋቅራዊ ፕላን ማለት እዉን ስተራክቸራል ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ማይ ጎድጎድ ኮዕቲ ስራሕቲ ነምከያድ ስለዝደለየ አብቲ ዘፈር ስራሕ ዝተዋፈሩ ትካላት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምእሳር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2017 9:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መክበሪ መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ 6000 : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 : መሳርሒ ፅሕፈት 3500
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ቢዩልዲንግ ኮንስትራክሽን ማተሪያልስ ኤንድ ኤለክትሮድ ማተሪያልስ ( Building construction materials & Electrode materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ንኮምሺን ፖሊስ ትግራይ ናይ ማርሺ ባንድ ፖሊስ ኮትን ናይ ፖሊስ ቀበቶን ኢሉ እዉን ነቲ ቤት ዕዩ መጋረጃ ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኮትን መጋራጃን 15000 : ንናይ ፖሊስ ቀበቶ 50000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መጋረጃን ምንፃፍን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/