ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳር ሒ ፣ ሓሸዋ ፣ ፀፀር ፣ ባሃርዛፍን ሲንጀር ሰፈይቲ መኪና ኤለክትሪካልን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንህንፃ መሳርሒ 3000 ብር ንስጀር 2000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ መስዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ ንዝተፈላለዩ ክፋል ሕ/ሰብ ግልጋሎት ዝዉዕል 1. ናይ ምግቢ እታወታት( ናይ ፊኖ ሕሩጭን ካልኦት ናይ ምግቢ እታወታትን) 2. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3. ግልጋሎት ምኽሪ(መፅናዕቲ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስን 10000 : ናዉቲ ህክምናን 3000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ጋንታ ኣፈሹም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዝዉገድ ንብረት ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3ooo
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ትሕት ኢሎም ዝተዘረዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገላ መኻይን ኣዋዳዲሩ ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/