ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ በርን መስኮትን መስርሒ ኣገልግሎት ዝውዕለ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 10, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ መኪና መለዋወጢ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን77 በጀት ዓመት ግራ ጋት ዝው ቫትን ቲንን ሰርቲፍኬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛን HCO/PF/ ሴፍትኔት በጀት ናይ ፅሕፈት መሰርሕን ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑትን ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ/ንምሕታም ብምድብ/OT/ መቒሉ ማለት እውን፡- ምድብ-1/LOT- 1 ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2 ፡ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑት ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንLOT-1 ብር 20,000.00 ንLOT- 2 ብር 15,000.00/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኽዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገለ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2017 3:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበርና ማሕበር ልምዓት ሃርበኛታት ምልስ ተጋደልቲ ዓዲግራትን ከባቢኣን ካብ ለገስቲ ትካላት ብውህብቶ ካብ ዝተረኸበ ኣብቲ ትሕት ኢሉ ዘሎ ሰንጠረዥ ተዘርዚሮም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ውፅኢት ዕንፀይትን ብረትን ከጫርት ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቐመጠ አዋጅ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 158 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን 3500.00 ንንግድን ሆቴልን 4000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቅሑት : ምድብ ክልተ አገልግሎት ኪራይ መኪና ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመለዋወጢ ኣቅሑት መከና 30000 : አገልግሎት ኪራይ መኪና 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መኪና ክራይ/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ካብ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝተርከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓድዋ ጣብያ ሓየሎም ዝርከብ ናይ ቴክኒክን ሞያን ህንፃ ቀዳማይ ካልኣይን ደብሪ ንምስራሕ BCንGC 7 ልዕልኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተኮናታርቲ ብግልፂ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ወርክሾፕ ማሽን መቅረብቲ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/