ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል

ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ

ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር ስፔስፊኬሽንመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ፋስትነር 1ይ ደረጃ1ይ ደረጃ
2ሰመያዊ ቢሮ 1ይደረጃ1ይ ደረጃ
3ፀሊም ቢሮ1ይ ደረጃ1ይ ደረጃ
4ፍለሽ 16 GB16 GB 1ይ ደረጃ
5ፍለሽ 32 GB32 GB 1ይ ደረጃ
6ፕሪንተር ቀለም 107A1074 1ይ ደረጃ
7ፕሪንተር ቀለም 2642641ይ ደረጃ
8ሌጣ መዝገብ1ይ ደረጃ

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ኮፒ ከቕርብ ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TIN No ዝኸእል ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/7/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/7/2018 ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት 6/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 22/7/2018 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ።

➢ እዚ ግርማ እይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።

➢ እቲ ንብረት ኣሽሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።

➢ ተወዳዲርካ ዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።

➢ ድረስ ከሓዲዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብማ ጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ 43

➢ ኣብ ጉማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምሕረት እዩ ።

➢ ንተወሳኪ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት ይኽኣል አዩ