⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/07/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ፣ ብዕለት 22/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት።
* ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ዝገበር ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420331 ምድዋል ይክኣል።
ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ
ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር ስፔስፊኬሽን | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፋስትነር 1ይ ደረጃ | 1ይ ደረጃ | |||||
| 2 | ሰመያዊ ቢሮ 1ይደረጃ | 1ይ ደረጃ | |||||
| 3 | ፀሊም ቢሮ1ይ ደረጃ | 1ይ ደረጃ | |||||
| 4 | ፍለሽ 16 GB | 16 GB 1ይ ደረጃ | |||||
| 5 | ፍለሽ 32 GB | 32 GB 1ይ ደረጃ | |||||
| 6 | ፕሪንተር ቀለም 107A | 1074 1ይ ደረጃ | |||||
| 7 | ፕሪንተር ቀለም 264 | 2641ይ ደረጃ | |||||
| 8 | ሌጣ መዝገብ | 1ይ ደረጃ |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ኮፒ ከቕርብ ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TIN No ዝኸእል ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/7/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/7/2018 ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት 6/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 22/7/2018 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ።
➢ እዚ ግርማ እይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።
➢ እቲ ንብረት ኣሽሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።
➢ ተወዳዲርካ ዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።
➢ ድረስ ከሓዲዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብማ ጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ 43
➢ ኣብ ጉማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምሕረት እዩ ።
➢ ንተወሳኪ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት ይኽኣል አዩ