ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ማእኮሎት ጎዳጉድን ቼክ ዳማትን ከስርሕ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት እቲ ወረድኡ ዘገልግል ናይ መስኖ ስተራክቸርን ፅሩይ ዝሰተ ማይን ደረጃ 8 ኣናእሽተይ ደቀቅቲ ትካላት :ጀነሬተር ንመብራህቲ ግልጋሎት ዝዉዕል :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ድሪነጅ ኣብ ቀበሌ 05 ሎት ሐደ ከባቢ ላዕለዋይ በሪ ዳመድሂን ኣለም ጎልጎልታ ዝርከብ ሎት ክልተ ኣብ ዳመድሂአልም ጎልጎልታ ናብ መምህር ሓጎስ በየነ ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ዓደዋ ዝዉዕል ብመንግስታዊን ዘይምመንግስታዊን ዝስርሑ ፕሮጀክታት ከስርሕ ስለዝደይ መሳርሒ ህንፃ : ከባቢያዊ ናዉቲ ሻለዉ ዊል ናይ ኢድ ጎደጎድ ካዕቲ ብጨረታአወዳዲሩክዕድግን ከስርሕንይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2010 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 1, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ 2010 ዓ ም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓትን ገጠርን ዝኮነ ብናይ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ምዕራፍ ክልተ ወይድማ GP 2 ዝተትሓዘ በጀት ኣብ ወረዳና ኣብ ዝረከባ ሰለስተ ጣብያታት ልምዓት ክልተ ሰለማ ሐደ ማይ ሸክ ሐደ ዝስርሓ አርባዕተ ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ዳይቨርሽን ንምስራሕን ህንፃ መሳርሒ ንምዕዳግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረብ ለኸ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላ ንምስራሕ ካዕቲ ማእከሎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ናዉቲ መሳርሒ ቢሮ : ስራሕቲ ማይ መስኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000 &
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ክልል ዝተመደበ መደበኛ ማለት እዉን AGDP በጀት ኣብ ጠብያ ራብያን ክልተ ኣብ ጠብያ ዉህደት ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ፓምፕ ናይ ትቦ መስመር ዝርገሐ ሲስተም ብተወሳኪ እዉን ኣብ ጣብያ ዉህደት ክልተ ገዛ ናይ ጀነሬተር ጎደጉዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 28, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 28, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/