ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ኣዲያባ SDGB በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ህንፀት መስኖን ካልኦትን አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ሃፍቲ ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓምት ኣብ ጣቢያ ዓዲ ጃሞሽ ቁሸት ከተማ 12 ቁሸት ዳዉሎ 5 ብድምር 17 ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብናይ SDG በጀት ንምስራሕ ብደረጃ 9 ኣናሽተይን ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ SLMB በጀት ን2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሴ ናይ መስኖ ካናል አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ መትረብ ወይዉን ካናል መስኖ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዝተፈላለዮ ናይ መስኖ ስትራክቸር ዝስርሑ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋቤን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓትን ገጠርን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ፕሮጀከት ብዝተሓዘ በጀት ኣብ ወረዳና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ጣብያታት ስምረት ሐደ ዕርዲ ሕብረት ሐደ ሰላም ክልተ ዝስርሓ አርባዕተ ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites Bidders for the procurement of drilling and pumping test for 2 Deep Wells

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2010 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

Tigray Bureau of Water Resource invites Bidders for construction of drilling of shallow wells with supply and installation of hand pump

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

The Tigray Regional State,Water Resources Bureau invites bidders for procurement of Civil Works Construction, Supply and Installation of Pipes & fittings, Electro mechanical Equipment and Capacity Building

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2010 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/