ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሮጊድ ዕንጨይቲ ፣ ናይ ቀጢን ዕንጨይቲ ፣ ናይ ቦጥ ማይ ፣ ናይ አስቤዛ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2018 4:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ትግራይ ናብ ተጠቀምቲ ዝባፃሕ እታወታት ምግብን ካልኦት ናውትን ንምጉዕዓዝ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት ትራንስፖርት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ብምውድዳር ግልጋሎት ትራንስፖርት ክረክብ ይደሊ:

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ናይ መኪና ሰርቪስ ድሌት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክካረ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ማይ ቦጥ ክራይ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

መ/ሆ/11/ ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/