2ይ ጊዜ ምልከታ ጨረታ ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋድ
| ተ.ቁ | መዐቀኒ | ናይ ሓደ ቢያጆ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|
| 01 | 16m3 | ||
| 02 | 14m3 |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3. ብወርሒ ክሳብ 20 ቢያጆ ከልዕል ዝኸእል
4. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 07/08/2018 - 12/08/20 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ትካልና ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኸፈት፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።