ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለን ከባቢኣን ዝረከቡ ዝተፈላለዩ ቦታታት ወይ ፕሮጀክታታት ናይ ሐለዋ ስራሕ ሕጋዊ ፈቃድን ልምድን ዘለዎም ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2018 2:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france :food house hold and santetion items ጨረታ ኽትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር/

ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይቲ ህንፃ ንብረትን ኣብቲ ሀንፃ ዝርከቡ ገዛውቲን ኣቑሑትን ብዝግባእ ንምሕላውን ናይቲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ድሕንነት ንምኽባርን በቲ ዓይነት ስራሕ ብማሕበር ንተወደቡ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ኩርቱ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ፕላስቲክ ትቦን : ናይ ፅሬት ጎንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 5, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ጣብያ ፕላስቲክ ትቦን 30000 ብር : ንጎንቲ 3000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ መምረትን መከፋፈልን ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ንሓሚዳይ ንዝርከብ ቢሮን ስቶርን ዝሕልዉ ዋርድያታት ምስ ዘቕርብ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ትካል ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ፋብሪካ ሐለዋ ግልጋሎት ዝህባ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ኩባንያና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብዕደጋ መሕተቲ ሰነድ ቑጽሪ 466308 ዝተሓተተ ዝተፈላለዩ ናይ ድሕነት መከላከሊ/Safety Materials / ኣቑት ዝርዝር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ትካልና ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦን ካልኦትን ካሊእ ሐለዋ ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ስራሕቲ በቅዓት ዘለዎም ናይ ሲክሪቱ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣእሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ (Indoor Camera, Ortowor Camera & NR NETWORK Video Recorder ) ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር/