ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓም ናይ መካይን ናይ ጋራጅ ዋጋ ደራጃ ብቅዓት ካብ ሳልሳይ ንላዐሊ ነዝኮነ ጋራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክፅግን ወይድማ ናይ ፅገና ግልጋሎት ክረክብ ስፐዝደለየ ክትወዳደሩ እትደለዩ ነጋዶ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ፋይናንስ ከተማ ሃላም ን2019 በጀት ዓመት ሓብ ከምኡ ዕባ ናይ መንግስቲ ተርከርቲ መና ናይ ሃና ግልጋሎት ንምርካብ ብርኪ ክልል ብግላዊ መረታ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ክሳብ ሰነ 30 2019 ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2018 (20 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዕና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣጻሩ ንሓደ ዓመት ውዕል ብምእሳር ከፀግን ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2018 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ይገኛ ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከፅግን ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2018 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፈርንቸር ዓመታዊ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንዓመት ውዕሊ አሲሩ ከፅግን ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2018 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልሊ ትግራይ ዳይሬክተር እምምን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተሽከርከርቲ ሰርቪስ ንምግባር ስፐር ጋርት/ናይ ዘይትን ናፍን ፊልትሮ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 (27 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ምልክታ ፕሮፎርማ ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ንዘለዉኦ መኪና ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ንዘለዉኦ መኪና ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከፀግን ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲን ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምግባር ምስ ስዓራይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/