ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2019 በጀት ዓመት ዘድልዮ ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ውዕል ብምእሳር ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018/2019 በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
* ፕሮፎርማ ዝመልኡሉ ወረቐት ብሽም፣ ክታምን ማሕተምን ተገይሩሉ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክቐርብ ይግባእ።
* ጨረታ ብ12/12/2018 ዓ/ም ወፂኡ ብ14/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝዕፆ ኮይኑ፣ ብ15/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 44 ይክፈት።
* ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ምድዋል ይኸኣል።

ቁፅሪ ዳዕን ምም/ርን/ 5 /019 

ዕለት:-12/12/2018 ዓም

ምልክታ ፕሮፎርማ ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕንምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ንዘለዉኦ መኪና ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ ከተማልእዎም ዝግብኡ ረቛሒታት

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2018 2019 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ሓደ ገፅ ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን

✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይ ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2018/2019 በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ዘለዎምን ዘቕርቡን እንተኮይኖም ይምረፅ፡፡

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ'

- ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም፣ ክታምን ማሕተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሸጉ ክቀርብ ኣለዎ፣፣

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 12/12/2018 ዓ/ም ይኸውን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/12/2018 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዕለት 15/12/2018 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይዕን ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 44 ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተዓሸጉ ልክዕ ሰዓት 4፡00 ዝክፈትይኾን፡፡

✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓም ዉዕል ብምእሳር ግልጋሎት ብዝተኣዘዞ መሰረት ኣብ ዝሓበረ ግዜ ክህብ ዝክእል፡፡

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንተሃልይዎ ካብ ውድድር ወፃኢ ይኸውን፡፡

✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ''

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡