ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1፦ መብሰልን መመገብን ሎት-2፦ 50 ኪሎ ዝሕዝ መሸማዕ ሎጎ ዘይብሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

... ማሕበራት ብሆቴል፣ሬስቶራንትን ቑርሲ ቤትን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታኣወዱሩ ከህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2018 (7 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

...ታ እናቀረቡ ንዝምግቡ ሕጋዊያን ነጋዶን ብሕጋዊነት ዝተመዝገቡ ማሕበራትን አጫሪቱ ዉዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2018 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ኣብ ማእኽል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን 1.ኣትክልትን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2018 (17 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ማእኸል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን እንቛቆሖ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ማእኸል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን .ናይ ውዕኢት ባልትና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ህንፀት መቐለ ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሐደ ዓመት ን2019 ዓም ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 9, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2019 ዓ/ም ምስ ክምግብ ዝኸእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ኣብ ማእኸል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን ኣትክልትን ፍራምረን ፥ ናይ ውዕኢት ባልትናን ፥ ሸቐጣሸቐጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቓሒ ክተማልኡ ይግባእ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 15,000.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /