ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ክልተ ኮምፒተራት ን 2008 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 21, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ባክተሮለጂካል ኬስት ፣ማዉንቴን ሳይክል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኮምፒተር ፣ፕሪንተር ፣ጠረጴዛ፣ ሸለፍ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ናይ ቆፃርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት : ፅሬት መሳርሒ : ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትን ካልኦት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝኮኑ : ብቻርጅ ዝተሰርሕ ናይ ሳይክል ሞተርን ካልኦት ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 11, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንግልጋሎ ሆስፒታል ዝዉዕሉ መድሓኒት: ኣቁሑ ፅሬት : ኣቁሑ ኤሌትሪክ : መሳሪሒ ፅሕፈት : ኮምፒተር : ፕሪንተር :ኤሌክትሮኒክስ :ኣቁሑት መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ን ሲራሚክን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 6, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 4, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤትፅሕፈትፕላንንፋይናንስንወረዳክልተኣዉላዕሎኣብበጀትዓመት  2008 ዓ/ም  ኣብወረዳና ንዝርከባ ቤትፅሕፈት  ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት: ናይ ሞተር ሳይክል መዋወጢ ኣቁሑት :ናይ ኮምፒተርን ተንከፍ ኣቁሑት ናይ መኪና ፅገና አገልግሎትን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብዝተፈቐደሉ በጀት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ኮምፒተርን ተዛመድትን : ናይ ሽልማትዋንጫ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ካልኦት ዝሽወጡ/

ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኮምፒተራትብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/