ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሬት፡ መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን ፡ላፕቶፓት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሕታት ስፖርትን ዕጥቅን፡ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፡ፅገና ጋራጅ መካይንን ካልኦት ኣቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት ኮምፒተር፡ ፕሪንተር ፡ስካነር ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 20, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብቲ ከተማ ግልጋሎት ንዝዉዕሉ መብራህቲ ጎዳና ወይድማ ባዉዛ፡ ኮምፒተርን ፡ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 19, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ዓርቢ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትረኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 18, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ 2008 ዓ ም በጀት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ ኣቁሑት ፅሬት ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ናይ ኤለክትሪክ ኢንዱስትሪን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 17, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ማለት 8 ላፕቶፕ ኮምፒተር ትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ።ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 4, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤለክትሮኒክስ ኮምፒተርን፣ ናይ ሙዚቃ መሳሒ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ናዉቲ ሕክምና ኣፋዉስን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 4, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮምፒተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 25, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/