ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ቀወምትን ንብረት ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዝተፈላለዩ ዲፓርትመንት ህንፃ መሳርሒን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዲፓርትመንትን፣ ንኣገልግሎት ዝውዕል ኮምፒዩተር፣ ናይ ቢሮ ደረቅ ወንበርን፣ ሸራተን ወንበርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ሎት 1 ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ኽዳንን ጫማን፣ ሎት 2 መጋረጃታት፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናውቲ ፅሬት ፣ ሎት 4 ዓራት፣ ሎት 5 ፀባ፣ ሎት 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 7 መለዋወጢ ኣቅሑት ተሸከርከርቲን ማሽናትን ፣ ሎት 8 ንፅገናታት ዝውዕሉ መፋትሕን ማሽናትን፣ ሎት 9 ዲስክ ቶፕ ኮምፒተራት፣ ሎት 10 GI ከምኡውን DCI ቱቦታትን መገጣጠምታትን ሎት 11፣ GI ከምኡውን GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን፣ ሎት 12 HDPE መገጣጠምታትን GI GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ሕጋውያን ተወዳደርቲ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / መጋረጃን ምንፃፍን/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን እምንን፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ ኮምፒተር ተንከፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ካብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ: ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናውቲ ኣይሲቲ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መምሃሪ ቾክ፣ ሞተር ብስክሌት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ብስክሌትን፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም 2ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተር ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ኽዳን ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ ጥረምረ ኣሕምልቲ ፍረምረ፣ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ፣ ዕገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ምድላው ባልትና፣ ባኒን እንጀራን ብዝተፈላለየ ምድብ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ፈርኒቸርን ፣ ኣናእሸተይ መሳርሕታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመደቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ አተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክትውዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ ሕትመት ፣ መፀገኒ ኣቅሑት ኮምፒዩተር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 1, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ንግድን ዘርፍን ማሕበራት ከተማ ኮረም ንስራሕቱ ኣደላይ ዘኾነ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/