በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮምፒዩተርን ኣቅሑትን ቀለም ፕሪንተርን ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንበጀት ዓመት 2011 ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር : ፕሪንተር : ፕሮጀከትር አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሓንቲ ሚኒ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ላፕቶፕ፣ፕሪንተር፣ ናይ ኮምፒተር ዴስክ ጠረፔዛ ክትዕድግ ስለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓ/ም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ካፒታል በጀትን ዝተፈላለዩ ንምምሃር ምስትምሃር ንቴክኖሎጂ መስርሒ፣ ንሓፂር ስልጠናን ግልጋሎት ቢሮ ዝውዕሉ ናይ መሰርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኣይቲ (IT) ፣:ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ፣ መሳርሒ ፅህፈት: ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ኮምፒተርን ኣቅሑት ኮምፒተርን፣ መጋውሒ ድምፂ፣ መቅድሒ ምስሊ፣ መቅረፂ ቪደዮ ካሜራን፣ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መረብ ለኸ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮምፒዩተር ፕሪንተር ቀለም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ከምልእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኮምፒዩተር ኣቅሓ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝስራሕ ናይ ተምሃሮ ወንበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/