ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንምድብ /Lot 1, 40,000 (ኣርብዓ ሽሕ) ን ምድብ / Lot 2 ን 3 ብር 20.000 (ዕስራ ሽሕ)
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ማሽነሪ/ ካልኦት ፅገና/

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝዉዕል ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ኮምፒተርን ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/ : ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ካብ ቆዋሚ ሃላቂን ወፃኢ ዝኮኑ ኣቅሑት ኣብ በጀት ዓመት 2023/2024 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቴክኒክ መሳርሒታት ንምዕድጋ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሐፈት መሳርሒ : ዲስክቶፖ ኮምፒተር :ፕሪንተር :ዩፒኤስ 650 :ላፕቶፕ ኮምፒተር :ስካነር :ረሲቨር ካሊእን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ ኣብየት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ዩኒዲቢን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቪድዩ ካሜራ: ኮምፒተር :ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን :ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2016 6:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከልኣት ቀወምቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2016 7:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 17,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለየ ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,100.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ/LOT / ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/