ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ : ከምእዉን ስራሕቲ ሕትመት: ፅሕፈት ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬትን : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣገልግሎት ዝረክቡ ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተር: ላፕቶፕ : ፕሪንተርን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2016 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዝዕገኑ አቁሕት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ትካልና ንስረሕ ዝውዕል ላፕቶፕ፤ ፕሪንተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 1, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት እትውዕል ካሜራ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ (Printer) ንክትዕድግ ስለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንዓብያተ ዕዩ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ አላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/