ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ስፔር ፓርት/መላዋወጢ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ድምፂ ወያነ ትግራይ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒታት ኮምፒተር : ካልኣይ ናይ ካሜራ መሳርሒ ታት ወይ እዉንኣክሰሰሪ : ሳልሰይ ዕድጊት ካሜራ : ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ አይስቲ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 12, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒስን ባንባ ኣቕሑትን ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 7, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 7, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ትእምት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2016 6:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ን2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ።
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት Electronics Materials) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/