ቤት ፅሕፈት ወረዳ ኢሮፕ ንመባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ከምፖተራትን ተዘመድቲ ኣቅሑትን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናዉቲን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አገልግሎት ምሕደራ መሬት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት ናይ ቤት ፅሕፈት መጎዓዝያ ኢሉድማ ኣቅሑት ቢሮነ ገዛን ዕድጊት ን2016 በጀት ዓመተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ /: ንኣቅሑት ቢሮነ ገዛን 20000 / ዒስራን ሽሕ ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤክትሮንስን ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒ 3,000.00 ብርን ፡ ኤሌክትሮንስ ንዴስክ ቶፕ 8,000.00 ንፕረንተር 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ (ግልጋሎት) ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘላዉ ዘገልገለ ኣቑሑት ኣብ 2016 ዓ/ም ንደቀቐቲን ኣናእሽቶይን ማሕበራት ፣ሕጋውያን ነጋዶን ኻልኦት ሕ/ሰብን ኣጫሪቱ ክሰይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ዲጂታል ካሜራን ዋይ ፋይ ራውተርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ንኣብያት ፅሕፈት እታ ከተማ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኮምፒተርን : ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ካልኣት ኣቅሑትን ከምእዉን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል : ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 20, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 20, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ አይስቲ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2016 11:25 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/