የኢትዮጵያ ቤተሰብ መምሪያ ማህበር የተለያዩ ያገለገሉ ቋሚ ንብረቶችን በግልጽ ጨረታ ለመሸጥ ይፈልጋል::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ሐምሌ 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሐምሌ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሐምሌ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2019 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ናይ ወፃኢ ጥረ ስርናይን ዓተር ክክዕን (ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋን ንብረትን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2018 ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ዝከዉን ንከይዲ ስራሕቲ ሐምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሑ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓለፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይትካልና ሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕለ ክልተ ኣዉተብሳት ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብ ስራሕ ዝተወፈኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

The Ethiopian Red Cross Society invites eligible Electromechanical, Water Works, or General Contractors (Category 5 and above) for the supply and installation of electro-mechanical works and the replacement of hand pumps with solar systems.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 20th, July 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Wednesday 29th, July 2026 2:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Wednesday 29th of July 2026 2:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/ Water Works Construction/ Electrical Equipment & Accessories/ Electro-Mechanical Products and Services/

Salesians of Don Bosco Ethiopia, supported by AICS, invites qualified suppliers to submit quotations for the supply and delivery of Famix (Lot 1), Wheat Flour (Lot 2), and Edible Vegetable Oil (Lot 3) to vulnerable households in Tigray.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 20th, July 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 03rd, August 2026 5:30 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Adwa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Food Items Supply/

The Food Security Coordination Office of the Ministry of Agriculture invites sealed bids for the provision of e-payment services for the Cluster of Tigray and Afar regions as part of the Productive Safety Net Program 6 (PSNP 6).

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 20th, July 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 18th, August 2026 10:00 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 18th of August 2026 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ Organizational Consultancy/ IT Consultancy/ Software Purchases/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ልምዓትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ በዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ሰመማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣበዚ ዘፈር ንዝተዋፈርኩም ተወዳደደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 13, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

በትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግሥት ከፍተኛ ፍርድ ቤት የአክሱም የፍትሐብሔር ምድብ ችሎት በአክሱም ከተማ አባይ ፀሃዬ ቀበሌ ቀጠና ዐ4 ልዩ ቦታ የማነ ጋራዥ የሚገኝ ስፋቱ 175 ካ.ሜ የሆነ ቤት እና ቦታ በጨረታ እንዲሸጥ ወስናልበጨረታ እንዲሸጥ ወስናል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳሜ ሐምሌ 11, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2019 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 11, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኤሌትክሪክ : ኣዉቶ ስፔር 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮንክስን : ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲን 5000 :ጨረቂ 5000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/