ሓውዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ዝተፈላለዩ ሓፂንመፂንን ናይ ማይ ትቦታትን ኣቕሑት ብሓራጅ ከጫርት ስለ ዝደለየ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ዘለዉ ዘገልገሉ ጀኔሪተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ሰፍትኔት ተወሳኺ ካፒታል ባጀት ናይ 2018ዓ/ም ንናይዕቀባ ሓመድን ማይፖን ፈልሲ ጣብያ - ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ : ንናይ መስኖ ዝርገሐ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ : ንፈልሲ ጣብያ ግልጋሎት ዝውዕል ዝራእቲ : ንስነ መዓዛ ካብ 45 ማዓልቲ ዝገበራ ጨቓዊት ደርሁ ብምልክታጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዝተፈላለዩ መዓልቲ ይዕፀው በቢ ሎቱ ይፈላላል
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንዝተፈላለዩ መዓልቲ ይክፈቱ በቢ ሎቱ ይፈላላል
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓዉዜን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ከተምኡ ማዋቅራዊ ፕላን ማለት እዉን ስተራክቸራል ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.22 (-0.18)182.03 (-0.17)
24 (0)24.38 (0.02)
9.71 (-0.04)9.81 (-0.03)
1.03 (0.01)1.04 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት