ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ንማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋደሪል መንገዲ ስራሕቲ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ምድብ ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ምድብ ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንከተምኢ አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ክልተ ባዶ ክልተ ባዶ ሰለሰተ ባዶ ኣርባዓተ ሎት ሐደ ድማ ቀበሌ ባዶ ሐደ ባኣዶ ሓሙሽተ ባዶ ሽድሽተ ደረቀ ጎሓፍ ምእካብን ምጎዓዓዝን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 2,000.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ ሳይክል እስፔር ፓርት : ናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: ፅሕፈት መሳርሒ 30000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ ፡ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ፡ ናይ ፈርኒቸር 15000 ቅርሺ ፡ ናይ መኪና ስፔር ፓርት 15000 ቅርሺ ፡ ናይ ሳይክል ስፔር ፓርት 5000 ቅርሺ ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት 30000 ቅረሺ
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ንኮምሽን ፖሊስ ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: ኤሌክትሮኒክስ 40000 ቅርሺ : ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 04:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

Adigrat University want to purchase a STATIONARY Items

  • Posted Date: Saturday 04th, October 2025 12:00 pm (5 months ago)
  • Closing Date: Thursday 09th, October 2025 10:00 am (closed)
  • Location: Adigrat
  • Bid Opening Date: Thursday 09th of October 2025 10:30 am
  • Bid Bond: 400,000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Stationery Supplies/

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: ንኤሌክተሮኒክስ 40,000.00 ንፈርንቸር 5,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/