ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቁሑ መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ማለት እስተሽነሪ ማተሪያልስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 16, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ: ንኣቀሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 15000 ቅረሺ : ንኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 50000 ቅርሺ : ንተሸከርከርቲ 15000 ቅረሺ : ከምእዉን ንመሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳባፃሕማ ካብ UNDP ብዝተረከበ በጀት ንአገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዕዳጋ ዓርቢ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Stationery Coffee Tea Materials Materials to Equip WGSS Sites Materials for Furnishing Refreshment items ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 6, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 6, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕላ ኮምፕዩተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2018 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2018 9:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና ከላዉዶ ኣዋዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2018 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 15, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/