ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ መደበኛ በጀት ዝተረከበ ንናይ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ መኪና ስፔር ጨረታ ኣዉፂኡ ከጫርት ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 12, 2018 2:30 Morning (closed)
  • Location: ደጎዓ ተምቤን
  • Bid Opening Date: ሕዳር 12, 2018 2:31 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሞተር ሳይክል : ናይ ሳይክል ስፔር : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 16, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 16, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅረሺ : ናይ ሳይክል ስፔር 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር 5000 ቅረሺ : ናይ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 8, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 8, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ተምሃሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል Food Items and Furnitures (ምግቢ ተንከፍ) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 8, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኤስ ኦ ኤስ የህፃናት መንደሮች መቀሌ ፕሮግራም ከዚህ የጨረታ ማስታውቅያ ጋር ተያይዘው የተዘረዘሩት ያገለገሉ ንብረቶች በጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 11, 2018 4:10 Morning
  • Bid Bond: 300.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 13, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 13, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ተሽከርከርቲ ታ.ቁ 4- 00479ን 4-00418 Toyota ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 3, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 3, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ሰረሕተኛታት ሰርቪስ መኪና አዉቶብስ: ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ መኪና ክራይ/