Tigray Water Works Enterprise
⚡ AI Quick Summary
* ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት (Bush Front Lower Arm, Cable Assy parking Brake, Hose Flaxible) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ከምኡ’ውን ናይ ሻት (VAT/TOT) ሰርቲፊኬት ኮፒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
* እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 03/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 07/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኮይኑ፣ ብዕለት 08/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።
* ሰዓራይ ዝተፈለጣሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ኣቕሓ ዝረክብ ክሆን ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ፤ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ምድዋል ይካኣል።

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ.ቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
384681Bush Front Lower Arm48655-0k040Pcs2
2Bush Front Lower Arm48654-0k040Pcs2
3Cable Assy parking Brake46410-0k040/1Pcs1
4Hose Flaxible90947-02891Pcs1

_ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ሻትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ፡፡ _እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ።

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክምፅእ ኣለዎ ።

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 03/07/2018-07/06/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ ።

_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት08/07/2018 ሰዓት 3:00 ይኸዉን ።

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።