Tigray Health Bureau

ናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ዋጋ መምለኢ ቅጥዒ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከምዝተሓበረ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዘስረሖ ሓዱሽ ካፍቴርያ ብፕሮፎርማ ብምጭራት ኣብ ግልጋሎት ንክዉዕል ስለዝደለየ ዘለዎ ትሕዝቶን ክማላእ ዝግበኦን ረቛሒን

1. ማይን መብራህቲን ብነፃ

2. WIFI Television') (19

3. ካፍቴርያ ምስ ሙሉእ ወንበርን ጠረጴዛን ናይ ቢሮ ኮይኑ ናይ ኢንዳ ኲሽነ መሳረሒ ተጫራታይ ባዕሉ ዘቕርብ መኻኑ ርዱእ ገይሮም ኣብ ዘቕርብዎ ዝርዝር ዓይነት ምግቢን ልስሉስ መስተን ከምኡዉን ዉዑይ ነገርን ብምኽንያታዊ ዋጋ ንቕርቡን ንክወዳደሩን ብምዕዳም ኣብ ዓበየቲ ቢሮታት ዝሰርሕሉ መረዳእታ/ድጋፍ/ዘቕረበ ዝበለፀ ተመራፂ ይኸዉን

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ብዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ዉዕሊ የኣቱ::

5. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት 23-25/10/2018ዓ.ም ክሳብ ሰዓት 11:00 ብምምላእ ይፍፀም።

6. ዕለት 26/10/2018ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ቃለ-ጉባኤል ተሰርሑ ንዉሳነ ክቐርብ ይግበር

7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ዕድጊት ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ጥራሕ ይኸዉን::

9. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀምሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ዉዕሊ የኣስር::

10. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

11. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት