ፕሮፎርማ ምልክታ ቑፅሪ 04/2018
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒይተ ወረቅት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋ) ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ድምር ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይኮምፒይተር ወረቅትል for 80 ግራም | ቀዳማይ ደረጃ ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 50 | ||
| ጠቕላላ ድምር | ||||||
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ
2. ናይ 2018 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ
3. ቲን ነምበር ዘለዎም
4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/10/2018ዓ/ም
5. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት
6. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 23/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት
እዚ ፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
8. ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ሰሪሑ የቐርብ
ዕለት ጀሚሩ በቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ኣብ 3 መዓል
9. ካብቲ ዝተገለፀ ሰፔስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ መማረፂ ዘይንቅበል ምኻና
10. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን
ንተወሳኺ ሓበሬታ እንዳገብርኤል ዘሎ ህንፃ 2ይ ደብሪ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጠ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል::