Wellala Savings and Loans

ምልክታ ፕሮፎርማ

ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማ ንሚድያ መፋለጢ ዝከውን አብ ሶሻል ሚድያ ንዝነጥፉ ሰባት ናይ ቲክቶክን ፊስብክን ንምስራሕ ናይዚ ፍቃድ ዘለዎም ኣወዳድራ ክተስርሕ ስለዝደየት ነዚ ክተወዳደሩ እትኽእሉ ነዘም ዝስዕቡ እንተማልኡ ፡-

ተ.ቀክስርሑ ዝግበኣምመጠንዋጋመብርሂ
1ቲክቶክ244K
2ፊስቡክ360K
3ቪዲዮ ቀረፃን ኢዲቲንግ

መተሓሳሰቢ

· ብሚዲያ ፕሮሞሽን ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2018 ዓ/ም ዘሐደስኩም

· ደርጅኡም ዝሓለወ ካሜራ ድምፂ መቅረፂ ላይት ከቅርብ ዝክእል

· ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዝተማልኡ ፕሮፎርማ ብዘይ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ከቅርብ ኣለዎም

· ተወዳደርቲ ካብ ዝቐረበ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ እንተመሊኦም ተቐባልነት የብሉን

· ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ነቲ ፕሮፎርም ብኽፊል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻ፡ ጅብሩኽ ከባቢ መሳፈሪ ታክሲ 18/ምድረ ገነት ወይ ፊትንፊት ባንኪ ኦሮምያ

0342419051/0978969899/0914313361