Tigray Womans Association
⚡ AI Quick Summary
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ፅሬት ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ፣ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ተጫረቲ ይዕድም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 18/10/2018 ዓ/ም ኣትሒዙ ክሳብ 25/10/2018 ዓ/ም እናመፃእኻ ምውሳድ ይከኣል።
* ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 25/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይኽፈት።
* እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መበል ኣለዎ።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ፅሬት ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ፡፡

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 18/10/2018 ዓ/ም -25/10/2018 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ 25/10/2018 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::