Police collage

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ-8

ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተር/ናይ ኤሌክትሮኒክስ/ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝኽእሉ ረቛሒታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእል ።

2. ናይ 2018 ዓ/ም መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር /ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።

4. ተወዳደርቲ ነጋዶ ዘቕርብዎ ደረሰይ ሕጋዊ ክኸዉን ኣለዎ ።

5. ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኸእሉ ።

6. ተወዳደርቲ ንዘሸንፍዎ ንብረትኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ ።

7. ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝን ብ25% ናይ ምዉሳኽን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ።

8. ሐዚ እንርከበሉ ቦታ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስን ዕደጋን ቢሮ ዝኸፈት ይኸዉን።

9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914018514 ደዊልኹም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ ።

ኣብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተር/ናይ ኤሌክትሮኒክስ/ ንብረት 1 ደረጃ ዝኾነ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ናይ 2018 ዓ/ም ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ቲን ናምበርን ዘለኩም ተወዳደርቲ ኣብ ዝስዕብ ሰደቓ ክትመልኡ ተዳልዩ ኣሎ ።


ተ.ቁዓይነትንብረት//material/መፍለይ spesficationመለክዒበዝሒዋጋ ብርመብርሂ
ንሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1Desktop computerCorei5 13th generation 8
Gb Ram 512
55d hard drive
19 screen
ብቁፅሪ01
2Hp Fp06 notebook battery regulaterModel Namber HST NN DB 4Jብቁፅሪ10
3ባትሪ[Lenovo]Lenovo ideopad-15
L15E4901 15K
ብቁፅሪ01
4ቻርጀር [LeoVo]ብቁፅሪ01

ናይ ነጋዳይ ስም ፊርማ

ስልኪ ቑፅሪ

ምምሕዳር