Police collage

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ-6

ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሞዴል HZB50 ኮስተር ዝዓይነታ ዝኾነት ንብረት ንፓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝኽእሉ ረቛሒታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።

2. ናይ 2018 ዓ/ም መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር /ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።

4. ተወዳደርቲ ነጋዶ ዘቕርብዎ ደረሰይ ሕጋዊ ክኸዉን ኣለዎ ።

5. ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ ።

6. ተወዳደርቲ ንዘሸንፍዎ ንብረትኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ ።

7. ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝን ብ25% ናይ ምዉሳኽን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ።

8. ሐዚ እንርከበሉ ቦታ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስን ዕደጋን ቢሮ ዝኸፈት ይኸዉን።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914018514 ደዊልኹም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ ።

ኣብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንሞዴል HZB50 ኮስተር ዝዓይነታ መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት 1ይ ደረጃ ዝኾነ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ናይ 2018 ዓ/ም ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ቲን ናምበርን ዘለኩም ተወዳደርቲ ኣብ ዝስዕብ ሰደቓ ክትመልኡ ተዳልዩ ኣሎ ።

ተ.ቁዓይነትንብረት//material/መፍለይ spesficationመለክዒበዝሒዋጋ ብርመብርሂ
ንሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ባምፐር48304-36170ብቁፅሪ02
2አውተር ቤሪንግራር90368-52043ብቁፅሪ02
3ሪለይ{ግለው ፕላግ}28610-58120ብቁፅሪ01
4ግሪስ ሲል90311-78001ብቁፅሪ02
5ኮነሌት {ቦልት}42631-55031ብቁፅሪ04
6ኢነር ቤሪንግ ፊር90366-60012ብቁፅሪ02
7ግሪስብቁፅሪ04
8ቦልት ሃብ90942-02071ብቁፅሪ04
9ቦልት90942-02072ብቁፅሪ03

ናይ ነጋዳይ ስም ፊርማ

ስልኪ ቑፅሪ

ምምሕዳር