⚡ AI Quick Summary
* ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዘገልገሉ ንብረታት ብዘለውዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ።
* ተጫረቲ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ (ዳኣንት)ን መለለዪ ቑፅሪ ኣከፈልቲ ግብሪ (ቲን ናምበር)ን ክህልዎም ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቑፅሪ 3-18 ብኣካል ብምምፃእ ምውሳድ ይካኣል።
* ጨረታ ዝፀንሓሉን ዝዓፅወሉን እዋን ክሳብ ዕለት 20/10/16 ዓ.ም ሰዓት 11:30 እዩ።
* ንፍሉይ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914706215 ምድዋል ይካኣል።

Ref No ቑፅሪ ዕክንም 121 /2-3/1/01
ዕለት /Date 11/10/18 ዓ/ም
ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረት ብዘለውሉ ኩነታት ናይ ዳኣንት ፍቃድ ዝተሓደሰ ቲን ናምበር ብዘርፍኹም መሰረት እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዝተጋዋሓሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 20/10/16 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር ንብረት ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-18 ብኣካል ብምምፃእ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
ንፍሉይ ሓበሬታ ስ-ቑ-0914706215
ምሰ ሰላምታ!!