Tigray Health Bureau

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ ሰነ 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤


ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ሰማያዊ ስክብሪቶ 50 ዝህዝ✓ ቡና ኦርጅናል፣ብፓኬት05
2ሓቃፊ በዓል ብረትብቁፅሪ100
3እሁ /HU/ 10 ዝህዝ✓ በዓል 35mlብፓኬት25
4ፍሉድ ምስ መበዕበዕኡ✓ ART-W-20, 209ብፓኬት20
5ስቴፕለር✓ ዓብይብቁፅሪ05
6ስቴፕለር✓ ማእከላይብቁፅሪ05
7ስቴፕልስ ሽቦ✓ 24/6 ቁ.20ብፓኬት50
8ናይ ፕሪንተር ቐለም✓ 59A ኦርጅናልብቁፅሪ05
9ናይ ፎቶ ኮፒ ቐለም✓ C-EXV-2224ብቁዕሪ02
10ማህተም ቐለም✓ Flawer/ 30mlብቁዕሪ10

✓ እንክተሎም መምርሒ:-

መብርሂ፦ _ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ። ስልኪ ቁፅሪ ብንፁር ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 08/10/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 10 /10/ 2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ 11/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተኣዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይኸፈት::

5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::