Tigray Regional State Security & Administration Bureau
⚡ AI Quick Summary
• ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሃለቕቲ ናውቲ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅርየት፣ ኮቦርታ፣ ላስቲክን ናይ ከበድቲ መሸነሪ መለዋወጢን (ኣብ 5 ሎት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
• ተጫረቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ VAT ተመዝጋቢ፣ TIN፣ ናይ ግብሪ ክፍሊት መረዳእታን ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ዘለዎም ክኾኑ ይግባእ።
• ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 300.00 ብምኽፋል ካብ ዕለት 02/10/2018 ዓ.ም እስከ 06/10/2018 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምግዛእ ይከኣል።
• ጨረታ (ሎት 1-4) ሰነ 06/10/2018 ዓ.ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ዝኽፈት እንተኾኑ፣ ናይ ከበድቲ መሸነሪ መለዋወጢ (ሎት 5) ድማ 09/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ//ግ/ጨ/ቁ 005/2018

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት

• ሎት-1፡ ሃልቕቲ ናውቲ ፅሕፈት

• ሎት-2፦ ሃለቕቲ ናውቲ ፅርየት

• ሎት 3፦ኮቦርታ(Mini blanket)

• ሎት-4፦ ላስቲክ

• ሎት-5 ናይ ከበድቲ መሸነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ብምዃኑ ልዕል ኢሎም ኣብ ዝተጠቐሱ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም፡፡

ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር=300.00 (ሰለስተ ሚኢቲ ብር ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ፃውዒት ጨረታ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 02/10/2018 ዓ.ም - 06/10/2018 ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም እትኽእሉ ይገለፅ፡፡ እዚ ጨረታ ሰነ 06/2018 ዓ.ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት፡

ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መተሓሳሰቢ፡ ናይ መሸነሪ መለዋወጢ 09/10/2018 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት፡፡

‹‹ምስ ሰላምታ››

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰ/ፀጥታን

• ንተወሳኺ ሓበሬታ

➤ 0914008595

➤ 0920426802