Mekelle Water Supply Office

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 54/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንግድብ ገረብ ሰገን ናይ ፓምፕ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል Grease Gun ብደ ቁ 23253 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 12/09/2018 ዓ.ም ብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Grease Gun Apacity seize 400grame /600/grame Max pressure 400barpcs

3

NB.

➢ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

➢ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 25/09/2018 ዓ.ም ክሳብ 27/09/2018 ዓ/ም

➢እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቅርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል