⚡ AI Quick Summary
• ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO፡ ንሎት ሓደ 50,000 ብር፣ ሎት ክልተ 30,000 ብር፣ ሎት ሰለስተ 20,000 ብር፣ ንሎት ኣርባዕተን ሓሙሽተን ድማ 10,000 ብር ከትሕዙ ኣለዎም።
• ሰዓራይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ኣታዊ ብምግባር፣ ካብ ሰነ 2/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 8/2018 ዓ.ም ንብረቱ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከልዕል ግዴታ ኣለዎ።
• ተጫረቲ ነቲ ንብረት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ (ከተማ ኮረም) ኣተውዮም ክርእዩ ይኽእሉ።
1 እቲ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ሰነ/2/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ቅደሚ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልመዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ ከተማ ኮረም ይካየድ
2 እዚ ሓራጅ ጨረታ ምልክታ ካብ ጉንበት 18/9/2018 ዓም ክሳብ 2/10/2018 ዓም ብተከታታሊ 15 መዓልቲ አብ አየር ይፀንሕ
3 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ይወስድ
4 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዐለት ጀሚሩ ካብ ሰነ /2/2018 ዓም ክሳብ 8/10/2018 ዓም ንበረት ከልዕል አለዎ በቲ ዝተብሃለ ዕለት ንብረት እንተዘይኣልዒሉ ኣብቲ ንብረት ዝበፀሕ ፀገም ቤት ፅሕፈትና ተሐታቲ ኣይኮነን
5 ተጫታታይ መከበሪ ጨረታ ሎት ሐደ 50000 ብር ሎት ክልተ 30000 ሎት ሰለሰተ 20000 ብር ሎት ኣርባዕተ ሓሙሸትን ድማ 10000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ
6 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ምሽናፉ ምስፈለጠ ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ኣታዊ ይገብር ኣታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን
7 እቲ ንብረት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልመዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ ከተማ ኮረም መፂእካ ምርኣይ ይከኣል
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0912076022 0914769894 0914172176