⚡ AI Quick Summary
* ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ 900 ቑፅሪ በዓል 20 ሳ.ሜ (B-class) ብሎኬት ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ቫት/ቲኦቲ መረዳእታ ከቕርቡን ዘቕርብዎ ዋጋ ብፖስታ ዓሺጎም ከእትዉን ኣለዎም።
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 18/09/2018 ክሳብ 21/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ፣ ብዕለት 21/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ይክፈት።
* ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈለጠሉ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ኣቕሓ ዝህብ ክኸውን ኣለዎ፤ ትካል ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፊል ናይ ምስራዝ መበል ኣለዎ።

ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ብሎኬት(ንብረት)ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 38308 | 1 | ብሎኬት | በዓል 20ሳ.ሜ /B-class/ | ቑፅሪ | 900 |
_ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ፡፡
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ።
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 18 / 09 /2018 – 21 / 09 /2018ዓ/ም ሰዓት 3:00 እዩ።
_ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21 / 09 /2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኸውን ።
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
_ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።:::