⚡ AI Quick Summary
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 10/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 17/09/2018 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 4 ብ200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክኣል።
* ጨረታ ብዕለት 25/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።
* መከበሪ ጨረታ ንተሽከርከርቲ 15,000 ቅርሺ፣ ንካሊእ ንብረት ድማ 2,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ (CPO) ክትሓዝ ኣለዎ።
* ተጫረቲ ንግልጋሎት ዘይህቡ ንብረታት ብናትኦም ወፃኢ ዘልዕሉን ስም ዘዛዉሩን ክኾኑ ዝክእሉ ኮይኖም፣ ውድድር ዓይነት ብዓይነት ይኸውን።

1 ተጫረቲ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርከርቲ : ጀነሬተራት : መብራህቲ : ሞተር ናይ ማይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ክወስድ ዝክእል
2 ሌብሬ ዘለዎን ይኩን ተሽከርከርቲ መዘወሪ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ከዛዉር ዝክእል
3 ሰነድ ዝሽወጠሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ኣፅቢ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኮይኑ ካብ ዕለት 10/9/2018 ዓም ክሳብ 17/9/2018 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ መዓደጊ ሰነድ 200 ቅርሺ ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ
4 ጨረታ ዕለት 25/9/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ 25/9/2018 ዓም ሰዓት 530 ይክፈት ተጫረቲ ድሐሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቱ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝበለ መከበሪ ጨረታ ኣይምለሰሉን
5 መከበሪ ጨረታ ተሽከርከርቲ 15000 ቅርሺ: ንካሊእ ንብረት 2000 ቐርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 እቲ ዉድድር ዓይነት ብዓይነት ይከዉን
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ