⚡ AI Quick Summary
* ዓይነት ዕደጋ: ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቕሑት (ቴንዲኖ 12ሚሜ፣ ቴንዲኖ 10ሚሜን ሽቦ 1.5ሚሜን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* መሰረታዊ ረቛሒታት: ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒን ዘድልዩ መረዳእታታትን ብተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ኣለዎም።
* ኩነታት ዋጋን ኣቕርቦትን: ዝቐርብ ዋጋ ቫት (VAT/TOT) ዘለዎ ወይ ዘይብሉ ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ዘለዎ ኮይኑ፣ ሰዓራይ ዝኾነ ኣካል ኣብ ዝሓፀረ እዋን ኣቕሓ ክህብ ኣለዎ።
* መዓልቲ ምእታውን ምኽፋትን: ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/09/2018 ዓ.ም ክሳብ 10/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 11/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ይክፈት።

ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 38306 | 1 | ባዓል 12ሚሜ ቴንዲኖ | ቑፅሪ | 180 | ||||
| 2 | ባዓል 10ሚሜ ቴንዲኖ | ቑፅሪ | 170 | |||||
| 38307 | 3 | ሽቦ | 1.5ሚ.ሜ | ኪ.ግ | 50 |
_ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ፡፡
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ።
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/09/2018-10/09/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ ።
_ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት11/09/2018 ሰዓት 3:00 ይኸዉን ።
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
_ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።:::