Tigray Health Bureau

ምልክታ ፕሮፎርማ 

ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ዝስዕቡ ባልዲ ን ሳፋን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ባልዲበዓል 54 ሊትር ሕብሪ ቀይሕ፣ ቆፃል ን ብጫ ሳምፕል መሰረትቁፅሪ54
2ሳፋማእኸላይ ብሳምፕልቁፅሪ14

➢ እንክተሎም መምርሒ:

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ዕለት 03/09/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/09/2018 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 06/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ክቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ