Mesfin Industrial Engineering PLC

ምልክታ ጨረታ

ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ትሕት ኢሉ ካብ ተራ ቑፅሪ 01 ክሳብ ተ.ቁ 03 ዝተዘርዘሩ ምሕደረኦም ኣብ ትሕቲ ኢንዳስትርያል ሜንቴነሰንስ ሰንተር (MC) ዝኮኑ ዝተፈሳስዩ ማሽነሪታት ንናይ ፅገና ስራሕቲ ብናይ ደገ ፅገና ስራሕ ስምድን ፉሱይ ክእለትን ዘስዎም ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስስዝደሊ በቲ ሞያ ፍቃድን ብቅዓትን ዘስኹም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐኒታት መሰረት ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ትካልና መስፍን ይዕድም

ማሽናትን ዓይነት ፅገናን

ሰደቓ: ዐ1 ዝርዝር ዝፅገና

5.NOTask DescriptionOperation/ TasksMaterialUOMQtyDeliver TimeRemarks
1-Oxygen Purity Problem,
-Machine 1st and 2nd stage
compressor collar seal continue failure and compression problem.
-Spare part unavailability problems
-Main air screw compressor damaged and out of use
Molecular sieve quality of adsorption and regeneration was poor oxygen quality to be test andOxygen plant MFP M9000 5PIECS1.00
2Cooling Coil (water leakage) on the circulatory of the furnace coilFurnace 1 250kgAs per needPIECS1.00-We have no idea on maintaining circulatory water leakage -We no access on furnace technology
3Penetration of molten metal through refractory lining and induction furnace coil during iron fully liquidFurnace 2 250kgPIECS1.00

ናይ ጨረታ ረቛሒን ኩነታትን

1. ናይ'ዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንገዲ ፈቓድ ከቕርቡ ይግባእ።

2. ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፈቓድ፣ንገዲ ምዝገባ ምስክር ወረቐትገብሪ ከፋሊ ምዝገባ ወረቀትን ተጨማሪ አሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምዃኖም ዝገልፅን ናይዚ ወርሒ ቫት ሬጅስተርን ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ሰነዳት ዝምስስ ኦርጅናልን ዘይሃስስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ፣ ናይ ጨረታ ዶክመንት (ሰነድ) ካብ ዕስት 07/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 16/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ሳዕስዋዴ ገቢ እናቐረቡ ነዚ ጨረታ ናብ ዝተዳስወ ሳንድቕ ከእትዉ ይግባእ፡፡

3. ተጫረቲ ብር 100,000 (ሚኢቲ ሽሕ ብር) ናይ ጨረታ መኽበሪ ብስምዒ ዝተኣሸገ ሲፒኦ(cpo) ምስ ጨረታ ከእትው ይግባእ፡፡ጥረ ገንዘብን ብፖስታ ዘይተዓሸ7 CPOን ከምኡዉን ካልእ ዓይነት ጨረታ መኽበሪ ተቐባልነት የብሱን፡፡ ጨረታ ዕስት 16/08/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕስት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብ ዘስውዎ ይኽፈት፡፡ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣማልኦም ግን ካዓ ተጫረቲ ኣብ መኽፈቲ ዕለትን ሳዓትን እንተዘይተረክቦም እውን እቲ ጨረታ ዝኽፈት ይኸዉን።

5. ተጫረቲ መጀመርታ እቶም ዝስርሑ ሜሽነሪታት ክርእዩዎም ኣስዎም ። ተጫረቲ ናይ ዶክመንት ከተእትዉ ከስኩም ቴክኒካስን ፋናንሻልን ብኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኖም ተሻሺጉ ክኣቱ ኣስዎ

6. ተጫረቲ ኣብ ናይ ካሊእ ተጫራታዊ ዋጋ ተደሪኾም ዋጋ ምእታው ኣይካኣልን፡፡ ጨረታ ዶክመንት ንሕድሕድ ገፅ ማህተምን ፊርማን ናይ ተጫራታይ ክዓርፎ ኣስዎ። ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ፖስታ ብምንም መልክዑ ክምለስ ኣይከኣልን።

7. ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ኩነታት ቫት ብግልፂ ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይገባእ፡፡ አንተዘይተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ከምዝተሓወሰ ተገይሩ ይሕሰብ፡፡

8. ተጫረቲ እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሱ ግዜ (Price Validity) ብግልፂ ከቕምጡ ደግባእ።

9. ተጫረቲ ኣብ ናይ ካሲአ ተጫራታዊ ዋጋ ተደሪኾም ዋጋ ምእታው ከምኡውን ተጫሪቶም ዝሳዓርዎ ስራሕቲ ንኻሊእ ሳልሳይ ወገን ምሕላፍ ኣይካኣልን፡፡ ጨረታ ዶክመንት ማህተምን ፊርማን ናይ ተጫራታይ ክዓርፎ ኣስዎ ።

10. ሰዓሪ ተጫራቲ ምስዓሮም ምስ ተነገሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ናይ ዝሰዓር ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ባንክ ዉሕስና (Unconditional bank Guarantee) ከትሕዙ ኣስዎም ፡፡ እንተዘይኮኑ ግን ንጨረታ መከበሪ ዘትሐዝዎ(cpo) ንትካል ኣታዊ ኮይኑ ካሊእ መማረፂ ይወሰድ።

11. ሰዓሪ ተጫራቲ ጨረታ ሲዒሮም ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ በቲ ዉዕሊ ዝኣሰርዎ ጊዜ እቲ ስራሕ እንተዘይፈፂሞም እቲ ዘትሐዝዎ 10% ናይ ባንክ ዉሕስና ናብ ትካል ኣታዊ ኮይኑ ትካል ካልእ መማረፂ ይወስድ::

12. ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስመ እዩ፡፡