Tigray Presidency Office

ቑፅሪዕክንም---/2-3/1/01

ዕለት 06/08/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ 48

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ን ቤ/ት ፅሕፈት ንቺፍ ካብኔት ሴክሬታሪያት ግልጋሎት ዝውዕልናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ማዕደግ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 06/08/2018 ዓ.ምሰዓት ክሳብ 08/08/2018ዓ/ም ሰዓት11፡30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 09/08/2018ዓ/ምስዓት 2፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውንኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3/ሰለስተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ዝክአል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃለ ዘየቅር ብዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤትዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብዘይ ዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅእኩም ውሰዱ

8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ፣ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታትይካአል

ዋጋ መምሰሊ

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎት መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1Pad kit rear04466-60080set01
2Pad kit front04465-60250set01
3ዘይቲ ፊልተር90915-30002PCS06
4Fuel filter23390-51070set02
5ዘይቲ ፊልተር90095-30002set01
6Fuel filterpcs0223390-51070
7Pad kitset0104465-yzzf6
8Plug assay Glow19850-64031PCS06
9Oil filter91000-yzzE1PCS01