MizanCredit and Saving Institution

ምልክታ ፕሮፎርማ

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል Sony Projector ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ /ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት :-

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2018 በጀት ዓመት ፍቓድ ዘሐደሱን ሓደ ገፅ ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም ፣ ክታምን ማህተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 29/07/2018 /ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 3/08/2018 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣታዊ ምግባር ይክእሉ ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዕለት 3/8/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ታዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

✓ ኣድራሻ ኣብ ቀበሌ 16 ፊት ለፊት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ንርከብ።

✓ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ብግልፂ ክቅመጥ ኣለዎ፤ብግልፂ እንተዘይኣቐሚጦም ግን ቫት ከም ዝሓወሰ ተገይሩ ይውሰድ፡፡

✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ /ሰለስተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት ብዕሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል።

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር

✓ ተጫረቲ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 3ይ ፎቅ ቁፅሪ 01 ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብናፃ ክወስዱ ይኸእሉ

ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑዕሪታት ስልኪ 0914766805 ወይ 0934106110 ይደውሉ፡፡

ዋጋ መምልኢ

ተ.ቁዝርዝር ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1Sony ProjectorModel No. VPL-DX 221ቁፅሪ5

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0914766805 ወይ 0934106110 ይደውሉ፡፡