Tigray Water Works Enterprise

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

P.Rተ.ቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
381271ሰመያዊ እስክርቢቶቑፅሪ1000
2ፀሊም እስክርቢቶቑፅሪ1000
3ማስተወሻ ባዓል ሪንግንእሽተይቑፅሪ50
4ማስተወሻ ባዓል ሪንግማእኸላይቑፅሪ50
5ማስተወሻ ባዓል ሪንግዓብይቁፅሪ50
6እሁቑፅሪ100
7ካኪ ፖስታንእሽተይቑፅሪ100
8ካኪ ፖስታማእኸላይቑፅሪ200
9ካኪ ፖስታዓብይ .ቑፅሪ100
10ቦክስ ፋይል(kent)ቑፅሪ500
11ካርቦን ናይ ኢድፓኬት100
12ኮሬክሽን ፍሉድ白己20
13ስቲከር ሚሞዓብይቑፅሪ50
14ስቲከር ሚሞማእኸላይቑፅሪ50
15ስቲከር ሚሞንእሽተይቑፅሪ50
16ፋስትነርፓኬት30


_ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ፡፡

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ።

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 21/07/2018-23/07/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:0ዐ እዩ ።

_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት24/07/2018 ሰዓት 3:30 ይኸዉን ።

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

_ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።